قَدْ بَدَا إِلَيَّ نُورُهَا عَشِياً
Her Light Appeared to Me at Dusk
Ti
قَدْ بَدَا إِلَيَّ
نُورُهَا عَشِيَّا
ንዓይ ተገሊጹለይ
ብርሃና ኣብ ግዜ ምሸት
ذَاتٌ فَتَنَتْ فِي حُلَى حُسْنِهَا الْبَرِيَّة
ንፍጥረት ብስልማት ጽባቔኣ ዝማረኸት ማንነት
أَسْمَاءٌ جَلِيلَةْ
كَمْ شَفَتْ عَلِيَلا
ግርማ ዘለዎም ስማት
ክንደይ ሕሙማት ዘሕወዩ
أَمْسَى قَتِيلاً فِي الْهَوَى وَقَضَى الْمَنِيَّةْ
ብፍቕሪ ተሰይፉ፡ ሞት ዝተቐበለ
صَا حِ لَا تَلُمْنِي
مَدْحُ الْنَّبِي فَنِّي
ኦ ዓርከይ ኣይትውቀሰኒ
ውዳሴ ነቢይ እዩ ጥበበይ
خَمْرِيَ وَ دَنِي مِنْ طِلَا ثَغْرِ هَا الدُرِيَّة
ወይነይን ዕትሮይን ካብቲ ሉላዊ ከናፍራ
صَلَى ذُو الْجَلَالِ
عَلَى الْنَّبِي الْغَا لِي
ወናኒ ግርማ ሰላምታ የውርድ
ኣብቲ ክቡር ነቢይ
ثُمَّ الْآلِ ذَوِي الْعُلَا الْصَّحْبِ وَالْذُرِيَّة
ድሕሪኡ ኣብቶም ልዑላን ቤተሰብ፡ ብጾትን ዘርእን