بَحِبَّك وَ بَرِيْدَك
ኣፍቅረካን እናፍቀካን እየ
Ti
Ti
بَحِبَّك وَ بَرِيْدَك
وَاتْمَنَّى أَبُوس إِيدَك
አፍቅረካን እደልየካን እየ
ብርክት ዝበለት ኢድካ ክስዕም እምነየ
خَدَّامَك وَمُرِيدَك
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ኣገልጋሊኻን ሰዓቢኻን እየ
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
حَبِيْبِي مُحَمَّد
مَفِيشْ زَيُّه اتْنِين
ፍቁረይ ሙሓመድ
ከምኡ ዝበለ ካልኣይ የለን
حُبُّه سَاكِن قَلْبِي
يَزِيد كُلِّ اتْنَيْنِ
ፍቕሩ ኣብ ልበይ ሰፊሩ
በብግዚኡ እናወሰኸ ይኸይድ
جَمَالُه وَ دَلَالُه
مِتْغَطِي بْجَلَالُه
ጽባቐኡን ልኡም ለውሃቱን
ብግርማኡ ተሸፊኑ
وَتِقْعُد قْبَالُه
تُشُوفْهُم الِاتْنَيْن
ኣብ ቅድሚኡ ክትቅመጥ ከለኻ
ንኽልቲኦም ትርእዮም
بَحِبَّك وَ بَرِيْدَك
وَاتْمَنَّى أَبُوس إِيدَك
አፍቅረካን እደልየካን እየ
ብርክት ዝበለት ኢድካ ክስዕም እምነየ
خَدَّامَك وَمُرِيدَك
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ኣገልጋሊኻን ሰዓቢኻን እየ
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
يَا أَجْمَل هَدِيَّة
مِنْ رَبِّ الْبَرِيَّة
ኦ ኣዝያ ጽብቕቲ ውህበት
ካብ ጎይታ ፍጥረታት
لِكُلِّ الدُّنْيَا دِيَّا
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ንኹላ እዛ ዓለም
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
مَاهْوِنْتَ قَمَرْهَا
وَانْتَ اللِّي مُنَوِرْهَا
ንስኻ ወርሓ ኢኻ
ንስኻ ኢኻ መብራህታ
وَمْفَتَاح اسَرَارْهَا
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
መፍትሕ ምስጢራታን
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
بَحِبَّك وَ بَرِيْدَك
وَاتْمَنَّى أَبُوس إِيدَك
አፍቅረካን እደልየካን እየ
ብርክት ዝበለት ኢድካ ክስዕም እምነየ
خَدَّامَك وَمُرِيدَك
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ኣገልጋሊኻን ሰዓቢኻን እየ
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
حَبِيبِي وَعْنَيَّا
أَحْمَد ضَيّ عْنَيَّا
ፍቁረይን ዓይነይን
ኣሕመድ ብርሃን ኣዒንተይ እዩ
أَنْتَ الْغَالِي عَلَيَّا
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ንስኻ ንዓይ ክቡር ኢኻ
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
وَبِنْتَك الْبَتُول
يَا عُيُونَ الرَّسُول
ጓልካ’ውን እታ ንጽህቲ
ኦ ሓጎስ ኣዒንቲ ልኡኽ
نَرْجُو مِنْكُم قَبُول
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ቅቡልነት ክትገብሩልና ንምነ
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
بَحِبَّك وَ بَرِيْدَك
وَاتْمَنَّى أَبُوس إِيدَك
አፍቅረካን እደልየካን እየ
ብርክት ዝበለት ኢድካ ክስዕም እምነየ
خَدَّامَك وَمُرِيدَك
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ኣገልጋሊኻን ሰዓቢኻን እየ
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
شُوفْتُه أَنِي قُصَادِي
اتْكَسَفْت أَنَادِي
ኣብ ቅድመይ ምስ ረኣኽዎ
ክጽውዖ ሓፈርኩ
وِبْقَلْبِي سُهَادِي يَا جَدِّي
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ልበይ ብናፍቆት እናተናወጸት
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን
يِنْدَهْلِي وَاجِيلُه
يِفْرِشْلِي مَنْدِيلُه
ይጽውዓኒ እመጾ ድማ
መንዲሉ የንጽፈልኝ
حَبِيبِي أَنَادِيلُه
يَا جَدَّ الْحَسَنَيْن
ንፍቁረይ እጽውዖ
ኦ ኣቦሓጎ ሓሰነይን