يَاعُمْدَتِي ياعُدَّتِي
ኦ ኣንደየ፡ ኦ ስንቀይ
Ti
يَاعُمْدَتِي ياعُدَّتِي
يامُنْقِذِي مِنْ شِدَّتِي
ኦ ዓንደይ ኦ ናይ ጽንዓት መሳርሕየ
ኦ ካብ መከራይ መላቀቅየ
وَجَّهْتُ لَكَ وِجْهَتِي
عَجِّلْ بِغَوْثِي ياعَظِيمْ
ገጸይ ናባኻ ኣቕኒዐ
ኦ ዓቢ፡ ረድኤትካ ኣቐልጥፈሉ
وَسَخِّرِ الْأَسْبَابَا
وَذَلِّلِ الْصِّعَابَا
ንኹሎም ሰበብ (መንገድታት) ኣገዝእ
ንኹሉ ጸገማት ድማ ኣቃልል
وَافْتَحْ لَنَا الْأَبْوَابَا
بِالْنَّصْرِ مِنْكَ ياكَرِيمْ
ማዕጾታት ክፈተልና
ካባኻ ብዝኾነ ዓወት ኦ ልግስተኛ
وَرُدَّ كَيْدَ الْكَائِدِ
وَكُلَّ طَاغٍ مَارِدِ
ተንኮል ናይቶም ተንኮለኛታት መልሶ
ንኹሉ ዓማጽን ዓለወኛን
وَحَاسِدٍ مُعَانِدِ
بِحَقِّ سِرْ (طسٓمٓ ۝ )
ንቀናእን ተሪር ተቓዋሚን
ብረድኤት ምስጢር (ጣ-ሲን-ሚም)