لَمْ يَخْلُقِ الرَّحْمَنُ مِثْلَ مُحَمَّدٍ
ራሕማን ከም መሓመድ ኣይፈጠረን።
Ti
Ti
لَمْ يَخْلُقِ الرَّحْمَنُ مِثْلَ مُحَمَّدٍ
بَيْنَ الْوَرَى بَشَراً عَلَى الْإِطْلَاقِ
ረሕማን ከም መሓመድ ዝበለ ኣይፈጠረን
ኣብ መንጎ ኩሉ ፍጥረት፡ ሰብ ብፍጹም
كَلَّا وَلَا عَرَفَ الْخَلَائِقُ قَدْرَهُ
مَا فَوْقَهُ حَقّاً سِوَى الْخَلَّاقِ
ኣይፋልን! ፍጥረታት ደረጃኡ ኣይተረድኡን
ብሓቂ ካብቲ ፈጣሪ ወጻኢ ኣብ ልዕሊኡ የለን
مَاذَا أَقُولُ بِوَصْفِهِ وَمَدِيحِهِ
وَسَنَاهُ دَوْماً بَاهِرُ الْإِشْرَاقِ
ኣብ መግለጺኡን ውዳሴኡን እንታይ ክብል እኽእል?
ጸዳሉ ኩሉ ግዜ ኣዝዩ ዘንጸባርቕ እዩ
وَهُوَ الَّذِي لِلْخَلْقِ أُرْسِلَ رَحْمَةً
وَأَتَى يُتَمِّمُ مَكَارِمَ الْأَخْلَاقِ
ንሱ እዩ ንፍጥረታት ምሕረት ኮይኑ ዝተላእከ
ክቡር ስነ-ምግባር ንምፍጻም ድማ መጸ