رَبِّي لَهُ الْأَسْمَاءُ الْحُسْنَى
ጎይታይ እቶም ጽቡቓት ኣስማት ናቱ እዮም
Ti
رَبِّي لَهُ الْأَسْمَاءُ الْحُسْنَى
تُسَبِّحْ لَهُ الْأكْوَانْ
ጎይታይ ናቱ እዮም እቶም ኣዝዮም ጽቡቓት ኣስማት
ኩሉ ፍጥረት ንዕኡ የመስግን
إِلَيْهِ يَرْجِعُ كُلُّ أَمْرٍ
كُلُّ زَمَانٍ وَكُلَّ مَكَانْ
ናብኡ እዩ ዝምለስ ኩሉ ጉዳይ
ኣብ ኩሉ ግዜን ኣብ ኩሉ ቦታን
إِذَا دَعَوْتْ فَادْعُ الْإِلَهْ
وَإِنِ اسْتَجَرْتَ فَلُذْ بِاللَّهْ
ክትጽውዕ ከለኻ ነቲ ሓደ ኣምላኽ ጸውዕ
ዑቕባ ክትደሊ ከለኻ ድማ ናብ ኣላህ ተጸጋዕ
مَا لَنَا مَوْلًى سِوَاهْ
عَفُوٌّ كَرِيمٌ وَرَحْمَانْ
ካብኡ ወጻኢ ካልእ ረዳኢ የብልናን
ይቕረ በሃሊ፡ ለጋስን፡ ኣዝዩ ርሕሩሕን እዩ
رَبِّي لَهُ الْأَسْمَاءُ الْحُسْنَى
تُسَبِّحْ لَهُ الْأكْوَانْ
ጎይታይ ናቱ እዮም እቶም ኣዝዮም ጽቡቓት ኣስማት
ኩሉ ፍጥረት ንዕኡ የመስግን
إِلَيْهِ يَرْجِعُ كُلُّ أَمْرٍ
كُلُّ زَمَانٍ وَكُلَّ مَكَانْ
ናብኡ እዩ ዝምለስ ኩሉ ጉዳይ
ኣብ ኩሉ ግዜን ኣብ ኩሉ ቦታን
اتَّقِ اللَّهْ وَلَهُ اِصْبِرْ
فَالْصَّبْرُ فِي الْعُقْبَى حَمِيدْ
ንኣላህ ፍራህ ንዕኡ ኢልካ ድማ ተዓገስ
ምኽንያቱ ትዕግስቲ ኣብ መወዳእታ ምስጉን ፍረ ኣለዎ
وَتَزَوَّدْ عِلْمًا وَبَيَانًا
مِنَ الْسُّنَّةِ وَالْقُرْآنْ
ብፍልጠትን ብመብርህን ስንቂ ሓዝ
ካብ ሱናን ካብ ቁርኣንን ዝተረኽበ