مَا مَدَّ لِخَيْرِ الْخَلْقِ يَدَا
Extend Your Hand
Ti
الله الله الله الله الله الله
لَا إِلَٰهَ إِلَّا ٱللَّٰهْ
ኣላህ ኣላህ ኣላህ ኣላህ ኣላህ ኣላህ
ካብ ኣላህ ወጻኢ ካልእ ኣምላኽ የለን
مَا مَدَّ لِخَيْرِ الْخَلْقِ يَدَا
أَحَدٌ إِلَّا وَبِهِ سَعِدَا
ንዝበለጸ ፍጥረት ኢዱ ዝዘርገሐ የለን
ብእኡ ዝተሓጎሰ እንተዘይኮይኑ
فَلِذَاكَ مَدَدْتُ إِلَيْهِ يَدِي
وَبِذَلِكَ كُنْتُ مِنَ الْسُّعَدَا
ስለዚ ድማ ኢደይ ናብኡ ዘርጊሐ
ብእኡ ድማ ካብቶም ዝተዓደሉ ኮይነ
بَابٌ لِلَّهِ سَمَا وَعَلَا
شَرَفاً وَامْتَازَ بِكُلِّ عُلَا
ናብ ኣላህ ዝበጽሕ ልዑልን ክቡርን ደገ
ብኽብሪ ዝሰዓበን ብኹሉ ልዕልና ዝተፈልየን
وَالْكُلُّ بِدَعْوَتِهِ اتَّصَلَا
بِاللهِ وَحَازَ بِهِ الْمَدَدَا
ኩሉ ፍጥረት ብጽውዓኡ ተኣሳሲሩ
ምስ ኣላህ፡ ብእኡ ድማ ረድኤት ረኺቡ
إِنِّي فِي الْعُسْرِ وَفِي الْيُسْرِ
بِحِمَاهُ أَلُوذُ مَدَى الْعُمْرِ
ኣነ ኣብ ጸበባን ኣብ ቅሳነትን
ኣብ ትሕቲ ዕቁባኡ ይውከል ምሉእ ዕድመይ
وَأَقُولُ أَغِثْنِي يَا ذُخْرِي
وَأَنِلْنِي مِنْ كَفَّيْكَ نَدَا
እብል ድማ፦ ርድኣኒ ኦ መዝገበይ
ካብ ኣእዳውካ ድማ ጠል ልግሲ ሃበኒ
وَعَلَيْنَا تَعَطَّفْ يَا أَمَلِي
بِشِفَاءِ الْقَلْبِ مِنَ الْعِلَلِ
ንዓና ድማ ራህርሓልና ኦ ተስፋይ
ንልቢ ካብ ኩሉ ሕማማት ብምሕዋይ
أَيَكُونُ مُحِبُّكَ فِي وَجَلٍ
وَبِجَاهِكَ لَا أَخْشَى أَحَدَا
ፈታዊኻዶ ኣብ ስግኣት ክኸውን እዩ?
ብኽብርኻ ድማ ንሕደ እኳ ኣይፈርህን እየ
لَا أَرْجُو غَيْرَكَ إِنْ جَارَا
دَهْرِي وَعَدِمْتُ الْأَنْصَارَا
ብዘይካኻ ካልእ ተስፋ የብለይን
ግዜ እንተዓሚጹኒ ረዳኢ እውን እንተሳኢነ
بِحَيَاتِكَ أَلْقِ الأَنْظَارَا
كَرَماً يَا أَفْضَلَ مَنْ سَجَدَا
ብኽብርኻ ሓንቲ ጠመተ ኣርእየኒ
ብልግሲ ኦ ካብ ኩሎም ሰገድቲ ዝበለጽካ
أَنْتَ الْمُخْتَارُ مِنَ القِدَمِ
يَا خَيْرَ شَفِيعٍ فِي الأُمَمِ
ንስኻ ካብ ጥንቲ ዝተመርጽካ ኢኻ
ኦ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ዝበለጽካ አማላዲ
وَبِنُورِكَ مِنْ بَعْدِ الْعَدَمِ
وَجْهُ الْتَّكْوِينِ زَهَا وَبَدَا
ብብርሃንካ ድማ ድሕሪ ባዶነት
ገጽ ፍጥረት ደሚቑን ተገሊጹን
وَصَلَاةُ اللهِ بِلَا حَصْرِ
لَكَ تُهْدَى يَا سَامِي الْقَدْرِ
ናይ ኣላህ ሰላትን ሰላምን ብዘይ ቁጽሪ
ንዓኻ ይወሃብ ኦ ልዑል ክብር ዘለካ
وَالْآلِ مَعَ الْصَّحْبِ الْغُرِّ
مَا حَادِي الْعِيسِ نَشَا وَصَدَى
ንኣዝማድን ነቶም ክቡራት ሰሓባን
መራሕ ኣግማል ክሳብ ዝዝምርን ድምጹ ዝቃልሕን