بُورِكْتِ يَا أُمَّ الْحَسَنَيْن
ብርኽቲ ኢኺ ኦ ኣደ ሓሰንን ሑሰንን
Ti
بُورِكْتِ يَا أُمَّ الْحَسَنَيْن
يَا فَاطِمَةْ الْزَّهْرَاءْ
ብርኽቲ ኢኺ ኦ ኣደ ሓሰነይን
ኦ ፋጢማ ኣል-ዛህራ
يَا آمِنَةْ يَا أُمَّ الزَّيْنْ
يَا حَامِلَةْ الْبُشْرَى
ኦ ኣሚና ኦ ኣደቲ ውቁብ
ኦ ተሰካሚት ብስራት
وَالسِّتِّ زَيْنَبْ نُورِ الْعَيْنْ
وَخَدِيجَةَ الْكُبْرَى
ሰይዲቲ ዘይነብ ብርሃን ዓይኒ
ኸዲጃ እታ ዓባይ
صَلُّوا عَلَى عَبْدِ اللهْ
مَنْ قَدْ أَتَى بِكِتَابِ اللهْ
ሰላዋት ኣውርዱ ኣብ ልዕሊ ባርያ ኣላህ
እቲ መጽሓፍ ኣላህ ሒዙ ዝመጸ
وَمَنْ بِهِ قَدْ أَسْرَى اللهْ
سُبْحَانَ مَنْ أَسْرَى
ነቲ ኣላህ ብለይቲ ዘጓዓዞ
ሱብሓን ነቲ ብለይቲ ዘጓዓዞ
صَلُّوا عَلَى صَحْبِ الْمُخْتَارْ
رَسُولِنَا الْأَعْظَمْ
ሰላዋት ኣውርዱ ኣብ ልዕሊ ብጾት እቲ ሕሩይ
እቲ ዓቢ ልኡኽና
حَيُّوا عَليٍ خَيْرَ الْأَبْرَارْ
إِمَامَنَا الْأَكْرَمْ
ሰላም በሉ ንዓሊ ብሉጽ ካብቶም ጻድቃን
እቲ ክቡር ኢማምና
وَعَلَى الْحُسَيْنْ نُورِ الْأَنْوَارْ
يَا سَعْدَ مَنْ سَلَّمْ
ኣብ ልዕሊ ሑሰይን ብርሃን ብርሃናት
ዕድለኛ እዩ እቲ ሰላም ዝበለ
يَا أَهْلَ بَيْتِ الْمُصْطَفَى
عَلَيْكُمْ اَلْسَّلَامْ
ኦ ስድራቤት እቲ ሕሩይ
ሰላም ኣብ ልዕሌኹም ይኹን
أَهْلَ الْأَمَانَةْ وَالْوَفَا
وَالْخَيْرِ وَالْإِكْرَامْ
ሰብ ሕድሪን ተኣማንነትን
ሰብ ሰናይን ልግስን