حُبُّ الْحُسَيْنْ
ፍቕሪ ሑሰይን
Ti
حُبُّ الْحُسَيْنْ وَسِيلَةُ الْسُّعَدَاءِ
وَضِيَاؤُهُ قَدْ عَمَّ فِي الْأَرْجَاءِ
ፍቕሪ ሑሰይን መገዲ እቶም ብጹኣን እዩ
ብርሃኑ ድማ ኣብ ኹሉ ኣንፈታት ሰፊኑ ኣሎ
سِبْطٌ تَفَرَّعَ مِنْهُ نَسْلُ الْمُصْطَفَى
وَأَضَاءَ مِصْرْ بِوَجْهِهِ الْوَضَّاءِ
ካብኡ ናይቲ ዝተሓረየ (ሙስጦፋ) ዘርኢ ዝበቖለሉ ወዲ ጓል እዩ
ንግብጺ ድማ ብብሩህ ገጹ ኣብርሂዋ እዩ
فَهُوَ الْكَرِيمْ اِبْنُ الْكَرِيمْ
وَجَدُّهُ خَيْرُ الْأَنَامْ وَسَيِّدُ الْشُّفَعَاءِ
ንሱ እቲ ክቡር ወዲ ክቡር እዩ
ኣቦሓጎኡ ድማ ብሉጽ ፍጥረት ዓለምን ሓለቓ መማለድትን እዩ