هَذَا الْمَقَامُ الَّذِي لَاذَتْ بِهِ الْأُمَمُ
እዚ እቲ ኣህዛብ እተዓቀብሉ መካን እዩ።
Ti
هَذَا الْمَقَامُ الَّذِي لَاذَتْ بِهِ الْأُمَمُ
وَأَذْعَنَتْ لِعُلَاهُ الْعُرْبُ وَالْعَجَمُ
እዚ እቲ ኩሎም ህዝብታት ዝተዓቆባሉ ማዕረግ እዩ
ዓረብን ዓጀብን ንልዕልናኡ ተገዚኦም እዮም።
هَذَا مَقَامُ رَسُولِ اللَّهْ أَكْرَمُ مَنْ
جَاءَتْهُ مِنْ رَبِّهِ الْأَحْكَامُ وَالْحِكَمُ
እዚ መዓርግ ልኡኽ ኣላህ እዩ፡ እቲ ካብ ኩሉ ዝኸበረ
ካብ ጎይታኡ ሕግታትን ጥበብን ዝመጸኦ።
هَذَا مُحَمَّدُ الْهَادِي الَّذِي مُحِيَتْ
عَنَّا بِنُورِ هُدَاهُ الْظُّلْمُ وَ الْظُّلَمُ
እዚ መሓመድ እዩ እቲ መራሒ፡ እቲ ብብርሃን መሪሕነቱ
ጸልማትን ግፍዕን ካባና ዝተደምሰሰ።
هَذَا الَّذِي قَدْ سَمَا فَوْقَ الْسَّمَا
إِلَى مَقَامِ عِزٍّ تَنَاهَتْ دُونَهُ الْأُمَمُ
እዚ እዩ እቲ ልዕሊ ሰማያት ዝበረኸ
ካልኦት ህዝብታት ክበጽሕዎ ናብ ዘይክእሉ ናይ ክብሪ መዓርግ።
يَا سَيِّدِي يَا رَسُولَ اللَّهْ يَا أَمَلِي
يَا مَنْ أَلُوذُ بِهِ إِنْ زَلَّتِ الْقَدَمُ
ኦ ጐይታይ፡ ኦ ልኡኽ ኣላህ፡ ኦ ተስፋይ
እቲ እግረይ ምስ እትዕንቀፍ ዝዕቆበሉ ንስኻ ኢኻ።
بِكَ اهْتَدَيْتُ إِلَى الْإِيمَانِ فَاتَّصَلَتْ
بِذَاكَ عِنْدِي مِنْ أَفْضَالِكَ الْنِّعَمُ
ብኣኻ ናብ እምነት ተመሪሐ፡ በዚ ድማ
ካብቲ ዓቢ ትፍቶትካ ጸጋታት ናባይ ፈሰሰ።
صَلَّى عَلَيْكَ إِلَهُ الْخَلْقِ مَا سَجَعَتْ
وَرْقٌ وَمَا هَطَلَتْ مِنْ سُحْبِهَا دِيَمُ
ጎይታ ፍጥረታት ሰላምን ረድኤትን የውርደልካ፡ ርግቢታት ክሳብ ዝነዓባ
ካብ ደበናታት ድማ ቀጻሊ ዝናብ ክሳብ ዝዘንብ።