Ti
حَسْنَاءُ تُرْبِعُنَا
دَوْمًا وَتَعْرِفُنَا
ብልጽቲ ተዕብየና
ኩሉ ግዜ ድማ ትፈልጠና
حَلَّتْ لِتَمْنَحَنَا
عَدْلًا وَإِحْسَانَا
መጺኣ (ወሪዳ) ኣላ
ፍትሕን ሰናይን ክትህበና
مِنْ قُدْرَةٍ شَرُفَتْ
مَيْمُونَةٌ عُرِفَتْ
ካብ ዝኸበረ ሓይሊ
ብዝተባረኸ መንገዲ ተፈሊጣ
بِالْحُسْنِ قَدْ وُصِفَتْ
سِرًّا وَإِعْلَانَا
ብጽባቐ ተገሊጻ
ብምስጢርን ብግህዶን
تَكَامَلَتْ أَلَقَا
خَلْقًا حَكَى خُلُقَا
ብብሪህና ተመሊኣ
ትርኢታ ንባህርያታ ዝመስል
وَالْكُلُّ مُتَّسِقا
مِنْهُ الْضِّيَا بَانَا
ኩሉ ዝተሰማምዐ ኮይኑ
ካብኡ ብርሃን ተገሊጹ
رَاقَتْ مَشَارِبُهَا
نِيلَتْ مَطَالِبُهَا
ምንጭታታ ጸርዩ
ጠለባታ ድማ ተረኺቡ
صَارَتْ مَنَاقِبُهَا
لِلْفَخْرِ كَيْوَانَا
ተግባራታ ኮይኑ
ንኽብሪ ከም ናይ ሰማይ ጥርዚ
عَمَّتْ مَآثِرُهَا
سَارَتْ بَشَائِرُهَا
ሰናይ ግብርታታ ዘርጊሓ
ብስራታታ ድማ ተወሪዩ
تَهْدِي خَوَاطِرُهَا
الْأَرْوَاحَ إِيقَانَا
ሓሳባታ ትመርሕ
ንነፍሳት ናብ ርግጽነት
فِي وَصْفِهِ عِبَرٌ
لَمْ يَحْكِهَا بَشَرٌ
ኣብ መግለጺኡ ትምህርቲ ኣሎ
ሰብ ዘይተዛረቦ
وَالْكُلُّ مُنْبَهِرٌ
مَا انْفَكَّ هَيْمَانَا
ኩሉ ሰብ ተደኒቑ
ብፍቕሪ ተማሪኹ ይነብር
فَقَامَةٌ رَبْعَةْ
كَمَا تَرَى طَبْعَهْ
ማእከላይ ዝቁመቱ
ባህሪኡ ከምቲ ዝርአ
تَفُوقُ بِالطَّلْعَهْ
مَنْ طَالَ سِيقَانَا
ብትርኢቱ ይበልጽ
ካብቶም ነዋሕቲ ሰባት
فِي وَجْهِهِ قَمَرٌ
فِي ثَغْرِهِ دُرَرٌ
ኣብ ገጹ ወርሒ ኣላ
ኣብ ፍሽኽታኡ ድማ ዕንቚ
فِي نُطْقِهِ خَفَرٌ
بِالْصَّمْتِ قَدْ زَانَا
ኣብ ኣዘራርባኡ ትሕትና ኣሎ
ብስቕታኡ ድማ ተሸሊሙ
وَجَبْهَةٌ عَرُضَتْ
لِلَّهِ قَدْ خُفِضَتْ
ገፋሕ ዝበለ ግንባር
ንኣላህ ዝተሓተ
وَبِالْنُّهَى نَهَضَتْ
عِزًّا وَعِرْفَانَا
ብጥበብ ልዕል ዝበለ
ብኽብርን ብፍልጠትን
فِي وَجْهِهِ بَلَجٌ
فِي عَيْنِهِ دَعَجٌ
ኣብ ገጹ ብርሃን ኣሎ
ኣብ ዓይኑ ድማ ጽባቐ
فِي حَاجِبٍ زَجَجٌ
بِالْحُسْنِ مُزْدَانَا
ቀጢንን ቅላጽ ዓይኒ
ብጽባቐ ዝተሸለመ
إِنْ رِيءَ يَتْبَعُهُ
نُورًا يُزَامِنُهُ
እንተተራእዩ ይስዕቦ
ብርሃን ምስኡ ዝጓዓዝ
فَالْأَنْفُ مَارِنُهُ
أَقْنَى وَحِدْبَانَا
ኣፍንጫኡ ድማ
በሊሕን ልዕል ዝበለን
وَثَغْرُهُ ضَلِعٌ
وَالْصَّدْرُ مُتَّسِعٌ
ኣፉ ጽፉፍ እዩ
ኣፍ ልቡ ድማ ርሕብ እዩ
وَالْبَطْنُ مُرْتَجِعٌ
بِالْصَّدْرِ خَمْصَانَا
ከብዱ ድማ ጽፉፍ እዩ
ምስ ኣፍ ልቡ ማዕረ
وَالْوَجْهُ دُرِّيٌّ
وَالْلَّوْنُ وَرْدِيٌّ
ገጹ ከም ዕንቚ የንጸባርቕ
ሕብሩ ድማ ከም ጽጌረዳ
وَالْرُّوحُ نُورِيٌّ
أَضَاءَ أَكْوَانَا
መንፈሱ ናይ ብርሃን እዩ
ንኣድማስ ዘብርሀ
ضَخْمُ الْكَرَادِيسِ
زَاكِي الْأَحَاسِيسِ
ዓበይቲ መገጣጠምያታት ዘለዎ
ንጹህ ስምዒታት ዘለዎ
فَرْدُ الْنَّوَامِيسِ
مَا مِثْلُهُ كَانَا
ኣብ ስርዓታት በይኑ እዩ
ከምኡ ዝበለ ኣይነበረን
أَكْحَلُ أَجْفَانٍ
أَشْنَبُ أَسْنَانٍ
ጸሊም ዝመሰለ ዓይኒ
ብሩህ ዝበለ ኣስናን
حَبَّاتُ رُمَّانٍ
هَلْ رَيْتَ رُمَّانَا
ከም ፍረ ሮማን
ሮማን ርኢኻዶ ትፈልጥ?
وَلِحْيَةٌ كَثَّا
تَنَاسَقَتْ بَثَّا
ጽዑቕ ጭሕሚ
ብስርዓት ዝተሰርዐ
وَجُمَّةٌ أَثَّا
لَمْ تَعْدُ آذَانَا
ጽዑቕ ጸጉሪ ርእሲ
ካብ እዝኑ ዘይሓልፍ
بَدْرُ الْدُّجَى فَمُهُ
إِنْ رِيءَ مَبْسَمُهُ
ኣፉ ናይ ጸልማት ወርሒ እዩ
ፍሽኽታኡ እንተተራእዩ
وَالْكُلُّ مَنْسَمُهُ
بَرًّا وَخُلْجَانَا
መገዱ ንኹሉ በጺሑ
ኣብ የብስን ኣብ ባሕርን
فَالْرَّحْمُ وَاصِلُهُ
وَالْكَلُّ حَامِلُهُ
ዝምድና ይቀጽል
ጾር ድኻታት ድማ ይጸውር
وَالْخَيْرُ فَاعِلُهُ
سِرًّا وَإِعْلَانَا
ሰናይ ግብሪ ዝገብር
ብምስጢርን ብግህዶን
فِي الْخَلْقِ هَيْبَتُهُ
فِي الْحَقِّ غَيْبَتُهُ
ኣብ ፍጥረት ግርማ ኣለዎ
ኣብ ሓቂ ድማ ዝጠሓለ
تَفُوقُ طِيبَتُهُ
جِنًّا وَإِنْسَانَا
ሕያውነቱ ትበልጽ
ካብ ጅንን ካብ ሰብን
وَحَبْلُ سُرَّتِهِ
مِنْ حُسْنِ غُرَّتِهِ
መስመር ጸጉሪ ከብዱ
ካብ ጽባቐ ግርማኡ
مَا مِثْلُ نَظْرَتِهِ
عِزًّا وَإِيْمَانَا
ከም ኣጠማምታኡ የለን
ብኽብርን ብእምነትን
قَدْ دَقَّ مَسْرُبَةً
وَفَاقَ مَرْتَبَةً
ቀጢን መስመር ጸጉሪ ዘለዎ
ብደረጃ ድማ ዝበለጸ
وَعَزَّ مَنْقَبَةً
سَادَ الْوَرَى شَانَا
ብባህሪኡ ዝኸበረ
ንፍጥረት ብኽብሪ ዝመርሐ
قَلِيلُ لَحْمِ عَقِبْ
وَالْصَّدْرُ مِنْهُ رَحِبْ
ኣብ ጎኒ እግሩ ቅጥን ዝበለ
ኣፍ ልቡ ድማ ርሕብ
فَصْلَ الْخِطَابِ وُهِبْ
فَفَاقَ سَحْبَانَا
ቁንጽል ዘረባ ተዋሂቡዎ
ንሊቃውንቲ ዘረባ በሊጹዎም
كَالْمِسْكِ فِي هَبَبٍ
يَنْحَطُّ مِنْ صَبَبٍ
ከም ጨና ምስኪ
ካብ ቁልቁለት ከም ዝወርድ
يُنْسِي أَخَا تَعَبٍ
أَهْلًا وَبُلْدَانَا
ንድኹም ሰብ የረስዕ
ስድርኡን ዓዱን
فَحُبُّهُ إِيمَانْ
وَبُغْضُهُ كُفْرَانْ
ንዕኡ ምፍቃር እምነት እዩ
ንዕኡ ምጽላእ ድማ ክሕደት እዩ
يَا وَيْلَ مَنْ قَدْ شَانْ
فِي الْمَدْحِ إِنْسَانَا
ወይለኡ ነቲ ዘነወረ
ኣብቲ ንዕኡ ዝውደሰሉ
يَا رَبِّ أَسْعِدْنَا
بِنُورِهِ عِدْنَا
ኦ ጐይታይ ኣሐጉሰና
ብብርሃኑ ድማ ተስፋ ሃበና
حَتَّى نَرَى الْحُسْنَى
دُنْيَا وَأُخْرَانَا
ነታ ጽብቕቲ ክሳብ ንርኢ
ኣብዛ ዓለምን ኣብታ ክመጽእን
صَلَّى وَسَلَّمَ مَنْ
أَوْلَى الْوَرَى مِنَنَا
ሰላምን ረድኤትን ካብቲ
ንፍጥረት ጸጋታት ዝሃበ ይውረድ
عَلَى الْنَّبِيِّ زَمَنَا
رَبٌّ عَلَا شَانَا
ኣብቲ ነቢይ ኩሉ ግዜ
ካብቲ ክብሩ ልዑል ዝኾነ ጐይታ
كَذَلِكَ الْزَّهْرَا
وَأُمِّهَا الْغَرَّا
ከምኡ ድማ ኣብ ዘህራእ
ኣብታ ክብርቲ ወላዲታን
وَآلِهِمْ طُرَّا
مَا الْبَدْرُ نَاغَانَا
ኣብ ኩሎም ስድራቤቶም
ወርሒ ንዓና ክሳብ ዘዘራረበትና