حَيُّوا الْهَادِي بِأَجْمَلَ ذِكْرَى
ነቲ መራሒ ብዝበለጸ ዝኽሪ ሰላም በልዎ
Ti
حَيُّوا الْهَادِي بِأَجْمَلَ ذِكْرَى
صَلُّوا مَعَنَا يَا حُضَّارْ
ሰላም በልዎ ነቲ መራሒ ብዝበለጸ ዝኽሪ
ኣቱም ተረኺብኩም ዘለኹም ምሳና ሰለዋት ውረዱ
فَهُوَ عِمَادِي يَوْمَ الْمَعَادِ
نَبِيُّنَا طٰهَ الْمُخْتَارْ
ንሱ እዩ ምርኩሰይ ብመዓልቲ ትንሳኤ
ነቢይና ጣሃ እቲ ሕሩይ
صَلُّوا مَعَنَا
ምሳና ሰለዋት ውረዱ
هٰذَا الَّذِي سَرَى لَيْلًا
ثُمَّ دَنَا فَتَدَلَّى
እቲ ብለይቲ ዝተጓዕዘ
ድሕሪኡ ዝቐረበን ዝተቓረበን
وَهُوَ بِالْأُفُقِ الْأَعْلَى
حَبَاهُ الْوَاحِدُ الْسَّتَّارْ
ንሱ ኣብቲ ዝለዓለ ኣድማስ እንከሎ
እቲ ሓደ ሰታር ጸጋታቱ ለገሰሉ
فَهُوَ عِمَادِي يَوْمَ الْمَعَادِ
نَبِيُّنَا طٰهَ الْمُخْتَارْ
ንሱ እዩ ምርኩሰይ ብመዓልቲ ትንሳኤ
ነቢይና ጣሃ እቲ ሕሩይ
صَلُّوا مَعَنَا
ምሳና ሰለዋት ውረዱ
عَلَى الْعَرْشِ رَقَى الْجَمِيلْ
وَكَلَّمَهُ الْمَوْلَى الْجَلِيلْ
እቲ ግርማዊ ናብ ዓርሺ ደየበ
እቲ ልዑል ጎይታ ድማ ኣዘራረቦ
وَقَالَ أَبْشِرْ يَا خَلِيلْ
شَفَاعَتُكَ لِمَنْ تَخْتَارْ
በሎ ድማ "ብስራት ይኹንካ ኦ ፍቁር ዓርከይ"
ሸፋዓትካ ነቲ ዝመረጽካዮ እዩ
فَهُوَ عِمَادِي يَوْمَ الْمَعَادِ
نَبِيُّنَا طٰهَ الْمُخْتَارْ
ንሱ እዩ ምርኩሰይ ብመዓልቲ ትንሳኤ
ነቢይና ጣሃ እቲ ሕሩይ
صَلُّوا مَعَنَا
ምሳና ሰለዋት ውረዱ
صَلَّى مَوْلَانَا عَلَيْهْ
وَالْآلِ وَالصَّحْبِ لَدَيْهْ
ጎይታና ሰለዋት የውርደሉ
ኣብ ስድራቤቱን ኣብቶም ኣብ ጥቃኡ ዝነበሩ ሰሓባን
مَنْ جَاهَدُوا بَيْنَ يَدَيْهْ
وَنَوَّرُوا لَنَا الْأَفْكَارْ
እቶም ኣብ ቅድሚኡ ዝተቓለሱ
ንኣእምሮና ድማ ዘብርሁልና
فَهُوَ عِمَادِي يَوْمَ الْمَعَادِ
نَبِيُّنَا طٰهَ الْمُخْتَارْ
ንሱ እዩ ምርኩሰይ ብመዓልቲ ትንሳኤ
ነቢይና ጣሃ እቲ ሕሩይ
صَلُّوا مَعَنَا
ምሳና ሰለዋት ውረዱ