صَلَّى عَلَيْكَ اللَّهُ يَا عَدْنَانِ
ሰላምን በረከትን ኣላህ ኣብ ልዕሌኻ ይኹን ኦ ዓድናን
Ti
صَلَّى عَلَيْكَ اللَّهُ يَا عَدْنَانِ
يَا مُصْطَفَى يَا صَفْوَةَ الْرَّحْمَٰنِ
ሰላም ኣላህ ኣብ ልዕሌኻ ይኹን ኦ ዓድናን
ኦ ሙስጦፋ ኦ ሕሩይ ናይቲ ራሕማን
الْحَمْدُ لِلَّهِ الَّذِي أَعْطَانِي
هَذَا الْغُلَامَ الْطَّيِّبَ الْأَرْدَانِ
ምስጋና ንኣላህ ነቲ ነዚ ዝሃበኒ
ነዚ ጥዑምን ንጹህን ሕጻን
قَدْ سَادَ فِي الْمَهْدِ عَلَى الْغِلْمَانِ
أُعِيذُهُ بِالْبَيْتِ ذِي الْأَرْكَانِ
ገና ኣብ ዓራት ንኹሎም ህጻናት በሊጹ
በቲ ዓንዲታት ዘለዎ ቅዱስ ቤት የዕቁቦ
حَتَّى أَرَاهُ بَالِغَ الْبُنْيَانِ
أَنْتَ الَّذِي سُمِّيتَ فِي الْقُرْآنِ
ብቑዕን ብርቱዕን ኾይኑ ክሳብ ዝርእዮ
ንስኻ ኢኻ እቲ ኣብ ቁርኣን ዝተሰመኻ
أَحْمَدُ مَكْتُوبٌ عَلَى الْجِنَانِ
صَلَّى عَلَيْكَ اللَّهُ فِي الْأَحْيَانْ
ስም ኣሕመድ ኣብ ገነት ተጻሒፉ ኣሎ
ሰላም ኣላህ ኣብ ልዕሌኻ ይኹን ኣብ ኩሉ ግዜ
أَحْمَدُهُ فِي الْسِّرِّ وَالْإِعَلْأَنِ
حَقًّا عَلَى الْإِسْلَامِ وَالْإِيمَانِ
ብምስጢርን ብግህዶን አመስግኖ
ብሓቂ ኣብ እስልምናን ኢማንን
يَا رَبَّنَا بِالْمُصْطَفَى الْعَدْنَانِ
اغْفِرْ ذُنُوبِي ثُمَّ أَصْلِحْ شَأْنِي
ኦ ጐይታና ብሙስጦፋ ዓድናን ጌርካ
ሓጢኣተይ ይቕረ በለለይ ኩነታተይ ድማ ኣዐርየለይ